ትራምፕ ምምሕዳሮም ዛጊት ንዝወሰዶም ስጉምትታት ንኢዶም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ትራምፕ ምምሕዳሮም ዛጊት ንዝወሰዶም ስጉምትታት ንኢዶም

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ቢሮክራሲ ንምንካይ፣ ነቶም ንናይ ኣመሪካ ናይ ቀረባ መሻርኽቲ ንግዲ ቐረፅ ንክውስኽ ምእዛዞምን ዩክሬን ንወረራ ሩሲያ እተካይዶ ቓልሲ ክተቋርፆ ፀቕጢ ኣብ ምግባርን ብምምሕዳሮም ዛጊት ንዝተወሰዱ ስጉምትታት ንኢዶም። ትራምፕ መደረ የስምዑ ኣብ ዝነበርሉ ዴሞክራሲያዊያን ተቓውምኦም የስምዑ ኔሮም'ዮም።