ናይ ሶማልያ ፕረሲደንት መሓመድ ፎርማጆ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደቶም ኣቋሪጾም ይምለሱ`ለዉ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ሶማልያ ፕረሲደንት መሓመድ ፎርማጆ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደቶም ኣቋሪጾም ይምለሱ`ለዉ

ፎርማጃ ኣብ ቀብሪ ሚስተሮም ንኽርከቡ ነቲ ዑደት የቋርጽዎ ከምዘለዉ ገሊጾም። ፋርማጆ ነቶም በደልቲ ናብ ፍትሒ ከም ዘምጽእዎም`ውን ኣሰሚዖም ኣለዉ።

ፕረዝደንት ሶማል መሓመድ ዓብዲላሂ ፋርማጆ መንግስቶም ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ንኣል-ሸባብ ንምስዓር ዘኽእሎ ሜላ ከምዘዳለው ኣፍሊጦም ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደቶም ተዛሪቦም ኔሮም።

ንሶም ነዚ ዘፍለጡ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተውሉ ጊዜ ኮይኑ እቶም ፕረዝደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ተዘራሪቦም፤መግለፂ እውን ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዝደንት ሶማል ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ የኻይዱ'ለው