ኤርትራ ባጤራአ ዝቐየረት ወረቀት ብወረቀት ንምቅያር ዘይኮነስ ቁጠባዊ ምትዕርራይ ንምግባር'ዩ ክብሉ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተዛሪቦም።
ዋሽንግተን —
ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቂ ብዛዕባ'ቲ ዝነበረ ድኹም ክራማትን ውሑድ ዝናብን ዝነከየ ምህርትን ብዝምልከት'ውን መብርሂ ሂቦም ኣለው።
ፕረዝደንት ኢሰያስ ምስ መራከቢ ብዙሃን እታ ሃገር ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት አብ ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ውሽጣዊ፡ ኣህጉራዊን ዓለማዊን ኩነታት ብዝምልከት ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ብዓርቢ ኣካይዶም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ውሽጣዊ፡ ዞባዊን ዓለማዊን ጉዳያት ምስ ተለቪዥን ኤርትራ ቃለ-መጠይቕ ኣካይዶም