ፕረ.ባይደን ምስ ፕረ.ኣንጎላ ሎሬንሶ ተራኺቦም: ተዘራሪቦም

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ.ባይደን ምስ ፕረ.ኣንጎላ ሎሬንሶ ተራኺቦም: ተዘራሪቦም

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕረዚደንት ኣንጎላ ጁዋል ሎሬንሶ ተራኺቦም። ትኹረት ርክብ ክልቲኣቶም መራሕቲ ኣመሪካ ንወደባት’ታ ብነዳዲ ዘይቲ ሃብታም ዝኾነትኣንጎላ ምስቲ ብሃብቲ ተፈጥሮ ዝበልፀገ ከባቢታት’ታ ኣህጉር ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ንምህናፅ ዝወሃብ ሓደ ቢልዮን ዶላር ገንዘብን ምናልባት’ዉን ብኡ ኣቢልካ ቻይና ኣብታ ኣህጉር ዘለዋ ፅልዋ ንምንካይን ዝዓለመ’ዩ።