ኣስመራ —
ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝነበሩ ኣቡነ ዘካርያስ ዮውሃንስ፡ ኣብ መበል 91 ዕድሚኦም ሎሚ ሓሙስ ኣብ ኣስመራ ዓሪፎም።
ብመሰረት ካብ መንበረ-ጳጳስ ኣስመራ ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ድሕሪ ጽባሕ ቀዳም ፋዱስ ኣብ ናይ ትውልዲ ዓዶም ዓዲ-ጀኑ ክፍጸም`ዩ።