መደረ ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሲስ ንባይቶ ኣሜሪካ

ርእሰ-ሊቃነ -ጳጳሳት ቤተ-ክርስትያን ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ኮንግረስ ዩናይትድ ስቴትስን ህዝቢ ኣሜሪካን ምእንታ ንሓባራዊ ፅቡቕ ክብሉ ኽፍፍል ከወግዱን ብኣንፃሩ ሕውነት፣ሓድነት፣ምትሕብባርን መንፈስ ልግስን ኸሐድሱ ፀዊዖም።

ርእሰ-ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሲስ ሎምዓልቲ ንኽልቲኡ ባይቶታት ዩናይትድ ስቴትስ ብሓባር ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ብዛዕባ ዘይማዕርነት ቁጠባ፣ድኽነት፣ኢሚግሬሽን፣ለውጢ ኩነታት ኣየርን ካልኦትን ተተንከፍቲ ጉዳያትን ኣልዕሊሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዋሽንግተን ዲሲ