ፈላማይ ርክብ ተወከልቲ ህዝቢ ትግራይን ቀ/ሚኒስተር ኣቢይን

Your browser doesn’t support HTML5

ፈላማይ ርክብ ተወከልቲ ህዝቢ ትግራይን ቀ/ሚኒስተር ኣቢይን

ኣስታት 200 ወከልቲ ክልል ትግራይ ዝተሳተፉዎ ዘተ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሰብ-መዚ መንግስቲን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻዪዱ። ኣብዚ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ’ውን ዝተረኽበሉ፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተገብረ ናይ ፈለማ ዘተ፡ ብወገን ተወከልቲ ቀዳምነታት ክወሃቦም ዘለዎም ጉዳያት ተላዒሎም ኣለዉ።