ኣብ ኣተሓሕዛን ሓበረታን፡ ኣብ ግልጽነት መንግስትን ሕቶታት ኣልዒሎም ተኻቲዖም ኣለዉ። ንሰለስቲኦም ዓዲሙ ዘዘራረቦም በትረ ስልጣን`ዩ።
ኣቶ ኣታኽልቲ ኪሮስ- ሓላፊ ማይክሮ ፋይናንስ ለቓሕ ደደቢት፡ መም ኣስራት ኣብራሃም-ኣባል ዓረና ትግራይ- ክሊቲኦም ካብ መቐለ፡ መሃንዲስን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ተንታንን ኣቶ ሙሉብርሃን ጸሃየ ድማ ካብ ካናዳ`ዮም
ምሉእ መደብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡