ዑደት ቀ/ሚ አብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚንስትር አብይ ኣሕመድ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ኣብ ኬንያ የካይዱ ኣለው። ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ አብይ አሕመድ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝኣተውሉ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኬንያ ተረኺቦም ከምዝተቐበልዎም ተፈሊጡ’ሎ።