ፕረሲደንት ኢሳያስ ፡ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ጸገም (መለስ ሞይቱ ኻልእ ስለዝተተከኤ) ዝፍታሕ ኣይኮነን ይብሉ

አቶ ኃይለማርያም ደሣለኝ

ቅ/ሚ ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብወገኖም፡ ንኣስመራ ኸይደ`ውን እንተኾነ፡ ብሸምጋሊ ወይ ብዘይሸምጋሊ ንምድርዳር ድልው`የ ይብሉ
መሬትና ጎቢጡ ምስ ዝርከብ ስርዓት፡ ከላዝበና ዝኽእል ባይታ የለን ይብሉ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ።

ንጸቢብ ረብሕኡን ንግዳማውያን ተኸናኸንቱ ዝነብር ስርዓት`ዩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ይብሉ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈውርቂ።

ኣቶ ሃይለማርያም ድማ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ`ውን ንኢትዮጵያ ናይ ምትርማስ ጻዕሩ ጠጠው ኣየበለን ይብሉ።

ክልቲኡ ርእቶታት ዝሓዘ መደብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

President-Isaias-Afewerki-and-PM-Hailemariam