ኩርናዕ ስእሊ- ሕዳር 3

ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣለባማ መስመር ማይ ብምትኳሱ ኣብቲ ከባቢ ንነዊሕ ሰዓታት ዝጸንሐ ትኺ ተራእዩ።

ናብ ህዋ ዝተላእኸት ሳተላይት ሜትሮሎጂ ጃፓን

ድሕሪ ደብዳብ ነፈርቲ ከተማ ሞሱል ዒራቕ ሸውዓተ አባላት ሓንቲ ስድራ ዝተቐብርሉ ቦታ

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ንዝኽሪ ሕዳር 1 ዝኽበር"መዓልቲ ኹሎም ቅዱሳን" ኣብ ጣልያን ዝርኸብ መቓብር ኣብ ዝበጽሕሉ ጊዜ ዝተወሰደ

ምዕራብ ጸሓይ ኣብ ከተማ ሚላን ጣልያን