ሓረስቶት ክሊቲኡ ሸነኽ ሩባ መረብ፡ ፍረ ጽቡቕ ክራማት ይርኣዮም

Brkito Dam-3

ኣብ ሰላም`ውን ' ሕለፍ ተመሓላለፍ ዝብል ግዜ ክመጻና ንደሊ ኢሎም

ቀሺ ለገሰ በርሀ ካብ ከተማ ራማ ኢትዮጵያ፡ ኣቶ ኣረፋይነ ተኽለ ካብ ከተማ ዓዲ-ዃላ፡ ሎሚ ዘመን ክረምቲ ምሉእ ዝናብ ኣለና፡ ንሓፍሶ እኽሊ`ውን ብእኡ መጠን`ዩ ይብሉ።

ኣብ ምጥቃም ዲጋ/ግድብ ከምኡ`ውን ኣብ ምስሳን ጀራዲን ጽቡቕ ኣለና ይብሉ።

ኣብ ሰላም`ውን ' ሕለፍ ተመሓላለፍ ዝብል ግዜ ክመጻና ንደሊ ኢሎም።

Brkito Dam-1

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ኣሎ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Farmers from Mereb River