ጋዜጠኛታትን ደረስትን’ዮም ኣጋይሽና።ዳደ ደስታ ወግዕታት ካሳ ደበስ፣ካሊድ ዓብዱ ’ፅባሕ’ ዘርእስታ ልዕሊ ሚእቲ ግጥምታት ዝሓዘት መፅሓፍ ቀሪቦምልና‘ለው።
ሞያ ጋዜጠኝነት ኣይኮነን ኣራኺብዎም።ድርሰት‘ምበር።መዓልቲ ይህልዎ፣ ምናልባሽ‘ውን ኣብ‘ዚ ጊዜ‘ዚ ተፈጢሩ ንዘሎ ታሪኻዊ ቅልውላው ክልቲኦም ዶብ ሰገር ህዝቢታት ኣብ ምቅርራብ ክንጥቀመሉ ንኽእል ንኸውን‘ውን ባሃልቲ‘ዮም ኣጋይሽና።
Your browser doesn’t support HTML5
ንቀዳማይ ክፋል‘ቲ ዕላል ተኸታተሉ።