ምስ ጋዜጠኛታት ካሊድን ዳደን ዝተካየደ ዕላል (2ይ ክፋል)

መጻሕፍቲ ክልቲኦም ኣጋይሽና

ኣብ ፖለቲካ ዘድሀበት መፅሓፍ ግዲ‘ዮም ካባይ ይፅበዩ ነይሮም፣መፅሓፍ ግጥሚ ኣዳልየ‘ለኹ ምስበልኩዎም ገሊኦም ብጾተይ ኣይተሓጎሱን ይብል ካሊድ ዓብዱ።

ዳደ ደስታ ብወገኑ ንመፅሓፉ ዘንበቡ ገለ ወሃብቲ ሪኢቶ ዘተባብዕ ግን ተወሳኺ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ሒዙ ክምለሶም ትፅቢት ከምዝገብሩ ሓቢሮምለይ ይብል።

ናይ ክልቲኦም ጋዜጠኛታት ድርሳናት ‘ወግዕታት ካሳ ደበስን’ ‘ፅባሕ’ ዘርእስተን ተመርኲስና ዝጀመርናዮ ካልኣይ ክፋል ዕላል ተኸታተሉ።

Your browser doesn’t support HTML5

ንሙሉእ ዕላል መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣዳምጹ