ተስፋዓለም ገብረስላሴ (ጫረ) ካብ ኣስመራ ምስ ኣብራሃ ታደሰ በርሀ ካብ መቐለ ኣጋይሽ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኖም ኣለው።
ክልቲኦም ምኩራት ስነ ጥበባዊያን ብርክት ዝበሉ ግጥምታት፣ ተዋስኦታትን መጻሕፍትን ከይተረፈ ዝሰነዱን ዝጻሓፉን'ዮም። ብምቁር ግጥምታቶም'ውን ይፍለጡ። ተኸታታሊ መደባት ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ክልቲኦም ስነ ጥበባዊያን ዘተኮረ ኮይኑ ኣሎ። ተኸታተሉ!
Your browser doesn’t support HTML5
2ይ ክፋል
Your browser doesn’t support HTML5
1ይ ክፋል