ዋሽንግቶን —
ሓረስታይ መንደፈራ ኣቶ ዮሴፍ ብርሃነን፡ ሓረስታይ ሑመራ ኣቶ ጎመራ ገሰሰውን፡ ዝዘራእናዮ ኩሉ ሓሪሩ፡ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ኣለና ይብሉ።
ቅልጡፍ ሓገዝ እንተዘይቀሪቡ፡ እቲ ኩነታት ደርቂ ናብ ሞት ከብትን ምዝንባል ሰባትን ከስዕብ ከምዝክእል`ውን ተሰጊኡ`ሎ።
ምስ ክልቲኦም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቪኦኤ ዘዘራረቦም ክልተ ሓረስቶት ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ቀውዒ ሎሚዘመን ዘእቶናዮ ምህርቲ የለን ይብሉ