መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ቫይረስ ኢቦላ 3ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰሎሞን ገብረድንግልን

ላዕለዎት ሓኻይም ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰለሞን ገብረድንግልን ሕማም ኢቦላ ኣብ ማሕበረ ቁጠባዊ ሃገራት ዘሕድሮ ፅዕንቶን ነቲ ሕማም ንምክልኻል መንግስታት፣ሰራሕተኛትታ ጥዕና፣ሕብረተሰብ፣ስድራን ብደረጃ ውልቀሰብን ክግበሩ ዘለዎም ፃዕርታትን ዘርዚሮም ኣለው።

Your browser doesn’t support HTML5

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሳልሳይ ክፋል