መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ቫይረስ ኢቦላ

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰሎሞን ገብረድንግልን

ላዕለዎት ሓኻይም ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዶ/ር ዳውድ ሲራጅን ዶ/ር ሰለሞን ድንግልን ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣብዚ ሕዚ ዘለዎ ብርኪ፣ምልክታት እቲ ቫይረስ፣ዝመሓላለፍሉ ኣገባባትን ሰባት ክገብርዎም ዝግብኡ ጥንቃቐታትን መብርሂ ሂቦም ኣለው።ኣድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቫይረስ ኢቦላ ቀዳማይ ክፋል