ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ነቶም ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ትምህርቶም ይከታተሉ ዘለው ኣርባዕተ ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ተማሃሮ ምቅራብና ይዝከር።ኢትዮዽያውያን ፋና ገብረሃናን ሰሎሞን ክፍለን ከምኡውን ኤርትራውያን ሩታ ንጉሰን ኢሳያስ ወ/ሚካኤልን እዮም።
ካልኣይን ዛዛሚን ክፋል ቀፂሉ ቀሪቡ‘ሎ፥
ካልኣይን ዛዛሚን ክፋል ቀፂሉ ቀሪቡ‘ሎ፥
Your browser doesn’t support HTML5
ኣዳምጹ