ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ፡ ካብ ሓደ ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከብ ህንጻ ብፖሊስ ኢጣልያ ብሓይሊ ዝተሰጎጉ ስደተኛታት፡ ናብ ዝተገለለ መዕቆቢ ስደተኛታት ንኽኣትዉ ፡ ብሰበስልጣን ንዝቐረበሎም ሓሳብ ከምዝነጸግዎ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ መንጎ ካብ መንበሪኦም ዝተሰጎጉ ስደተኛታትን ፖሊስ ከተማ ሮማ ግጭት ምልዓሉ ተገሊጹ
እቶም መብዛሕቲኦም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝኾኑ ስደተኛታት ኣብ`ቲ ህንጻ ንዳርጋ ሓሙሽተ ዓመታት ዝጸንሑ ኾይኖም፡ ኢጣልያ ክትቅበለና ኸላ ብዝኣተወቶ ውዕል መሰረት እንተወሓደ ንሓተቲ ዑቕባ ዝውሃብ መንበሪ ገዛ ክትህበና ይግባእ ይብሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
መብዛሕትኦም ኤርትራዊያን ዝኾኑ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ኣብ ከተማ ሮማ ካብ ዝነበርሉ ህንጻ ምስጓም ተሓቢሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ዘተ ምስ ኣብ ከተማ ሮማ ዝርኸብ ህንጻ ዝተሰጎጉ ስደተኛታት