ሕማም ሽኮር ዛዕባ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

  • ገብረ ገብረመድህን

ካብ ፀጋም ናብ የማን - ዶ/ር ኤልያስ ስዒድን ዶ/ር ብርሃነ ስዩምን


ዶ/ር ኤልያስ ስዒድ ሲራጅ ኣብ ኣሜሪካ ፍላደልፊያ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ቴምፕል ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ሕክምናን ዳይረክተር ክፍሊ ሕማም ሽኮርን እዮም።ዶ/ር ብርሃነ ስዩም ድማ ኣብ ሚቺጋን ከተማ ዲትሮይድ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ወይን ስቴት ናይ ውሽጣዊ ሕማም ስፐሻልስት፣ናይ ሕማም ስኾሪያ ድማ ፍሉይ ስፔሻልስትን ዳይረክተርን ብደርጃ ክፍለግዝኣት እውን ተወካሊ ሕማም ሽኮሪያን ብምዃን ይሰርሑ።ብዛዕባ ሕማም ሽኮር ሓቲትናዮም ኣለና።ኣብዚ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ክኢላታት ብዛዕባ ሕማም ሽኮር እንታይ ይብሉ?


Your browser doesn’t support HTML5

ሕማም ሽኮር 2ይ ኽፋል