ምስ ኣመጋግባ ተኣሳሲሩ ኣብ ልዕሊ ጸዓዱ ዘይኾኑ ሰባት ዝረኣ ትኹረት ዘይተዋህቦ ጸገም ጥዕና

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሚሊዮናት ዝቁፀሩ ኣመሪካዊያን ኣብህይወት ዘመኖም ምስ ኣመጋግባ ዝተኣሳሰረ ፀገማት ጥዕና የጋጥሞም። ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19  ብዝሒ በዚ ሕማም ተጠቒዖም ሕክምና ናይ ዝደለዩ ሰባት ክብ ኢሉ ነይሩ። ብሰንኪ ኣመጋግባ ዝፍጠር ፀገም ጥዕና ኣብ ፀዓዱ ኣብ ዘይኮኑ ሰባት ብዙሕ ትኹረት ኣይተውሃቦን።