ነበርቲ ዶባት፡ ሕጂ’ውን ኣብ ዘይውዳእ ትጽቢት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዶብ ኤርትራን ክልል ትግራይን ኣብ ገለ ከባብታት ዝርከብ ህዝቢ ሎሚ'ውን ዕጭኡ ኣይተፈልጠን። ካብ መንጎ’ቶም ኣብዚ ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተሃስዩ’ውን ተወላዶ ኢሮብ ምዃኖም’ዮም። ካብ መዋስብቲን ተሓባበርቲን ናብ ክልቲኡ ወገናት ተጠማመትቲ ማዕዶ ዝዀኑ ህዝብታት፡ ፍልልያቶም ከመይ ክጸብብ ይኽእል? ኣብዚ ጉዳይ ሓሳባቶም ከካፍሉ፡ ንኣቶ ሑሴን ሉባክን ኣቶ ዶሪ ኣስገዶምን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።