ብዛዕባ ከተማ አዲስ አበባ ክላዘብ ዝተአኸበ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ምብታኑ ተገሊጹ

ከተማ አዲስ አበባ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ዘለዎ ፍሉይ ረብሓ ብዝምልከት ዝቀረበ ረቂቅ ኣዋጅ ንምምያጥ ብቀዋሚ ኮሚቴ ህግን ፍትሕን ጉዳያት ከተማ ተጽዊዑ ዝነበረ አኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብታ ሃገር ቀዳምነት ክወሃቦ ዝግባእ ህጹጽ ጉዳይ እናሃለወ ኣብዚ ጉዳይ’ዚ ኣይንዘራረብ ብምባሎም ኣቲ ልዝብ ተቃሪጹ ንዘተወሰነ ጊዜ ምትልላፍ አባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብዛዕባ ከተማ አዲስ አበባ ክላዘብ ዝተአኸበ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ምብታኑ ተገሊጹ