ቪድዮ ርእይቶ ተገልገልቲ ወለዲ ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል ታሕሳስ 19, 2023 ተወልደ ወልደገብረኤል Your browser doesn’t support HTML5 ተመራማሪ ምምዕባል ቆልዑ ሙሉጌታ ተስፋማርያም ካብ ኖርወይ፡ ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል ምሂዙ የስተምህርን የከፋፍልን። ተገልገልቲ ወለዲ እውን ርእይቶኦም ኣካፊሎምና ኣለው።