ኣብ የመን ዝርከቡ ስደተኛታት ጉዳይና ሓሲሙ፡ ናብ ማሕቡስ ወሪድና ይብሉ

ሕጻናትን ኣዴታትን ዝርከብዎም ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ ይብሉ ክልተ ሰባት፡ ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ግን፡ ኣብ ዝደለይዎ ግዜ ክወጹ ናጻ`ዮም ይብል

ጋዜጠኛ ምንያ ኣፈወርቂ ናብ ሰንዓ ደዊላ ንኢትዮጵያውን ኤርትራውን ኣዘራሪባ`ላ፡ ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተኸታተሉ።