ንስለ ሓድነት ህዝብታት
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ከኣ ምስ ህዝቢ ክልል ትግራይ ዘሎ ዝምድናን ርክብን ንምሕያል ዝሰርሓ ዝተፈላለያ ማሕበራትን ተበግሶታትን ምህላወን ይፍለጥ። እዚ ተበግሶታት ብፍላይ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ/ሰለስተ ዓመታት ሓይሉ ይርኣ።
Your browser doesn’t support HTML5