ኣብ ቦረና ዞን ቡሌ ሆራ ከተማ፡ ወተሃደራት ንሓደ ሰላማዊ ሰብ ተኩሶም ምስ ኣቖሰልዎ ተቓውሞ ተላዒሉ ይብሉ ነበርቲ።
ዋሽንግተን —
ኣብ ጀልዱን ወሊሶን፡ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ምክያዱ ተሓቢሩ`ሎ።
ትማሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ፡ ወረዳ ኑኑ ቁምባ፡ ኣብ ጊጂ ዞን ከተማ ኦኮተ ብዛዕባ ዝነበረ ኩነታት ሰበስልጣን ኣቆናጺቦም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ናብ 3ይ ወርሑ ዝተጸግዐ ተቓውሞ ክልል ኦሮምያ ሎሚ`ውን ኣብ ገለ ኸባብታት ቀጺሉ`ሎ