ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ኣውደይ ኣብ መንጎ ህዝቢታ ከተማን ዕጡቓት መንግስትን ብዓርቢ ብዝተፈጥረ ጎንጺ 6 ሰባት ተቐቲሎም ክብሉ ነበርቲ እቲ ከባቢ ሓቢሮም።
ሆስፒታል ሆሮሚያ ብወገኑ ቁጽሪ ዝተቐትሉ ሰባት 4 ምዃኑ ጠቒሱ ኣብቲ እዋንቲ ኣብቲ ሆስፒታል ዝሕከሙ ዘለው ከኣ 3 ምዃኖም ኣረጋጊጹሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ: ኣብ ኣውደይ 6 ሰባት ተቐቲሎም