አብ ክልል ኦሮምያ ዝካየድ ተቃውሞ ብምድጋፍን ንስጉምትታት መንግስቲ ብምቅዋም አብ ኣሜሪካን ኣውሮጳን ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ተካይዱ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ሎሚ እውን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ቀጺሉ ከምዝወዓለን ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት እውን ጉድኣት ከምዝበጽሐን ስሞም ዘይገለጹ ነበርቲ ገሊጾም።ኣብ ክልተ ከተማታት ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ እውን ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣፍሊጡ’ሎ።

ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፣ኣብ ኣውሮፓ ከተማታት ለንደንን ፍራንክፈርትን ዝነብሩ ተወላዶ ኦሮሞ'ውን ሎሚመዓልቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየዱ ተፈሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

አብ ክልል ኦሮምያ ዝካየድ ተቃውሞ ብምድጋፍ አብ ኣሜሪካን ኣውሮጳን ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ተካይዱ

ንስጉምትታት መንግስቲ ኢትዮጵያ አብ ጉዳይ ተቃውሞ ተማሃሮ ኦሮሞ ብዝምልከት አብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝተካሄደ ሰላማዊ ሰልፊ