ማሕበረሰብ ኦሮሞ ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበረሰብ ኦሮሞ ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም

ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ኦሮሞን ትካል ማሕበረስብ ኦሮሞ ሰሜን ኣሜሪካን ሎሚ ብሓባር ኣብ ዝጸውዕዎ ሰልፊ ተኻይዱ።

እቲ ሰልፊ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቃወሞን ደገፍ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝሓትትን’ዩ። እቶም ሰልፈኛታት ካብ ዘቃልሕዎ ዝነበሩ ጭርሖታት መንግስቲ ኣሜሪካ ንወልቐ መላኺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ደው የብል ዝብል ይርከቦ።

እቶም ሰልፈኛታት ካብ ዋይት ሃውስ ጀሚሮም ናብ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ተጓዒዞም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበረሰብ ኦሮሞ ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም