ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ባህላዊ በዓል ኢሬቻ ዘጋጠመ ሁከትን ጽቕጥቅጥን ሕይወት ብዙሃት ሰባት ምጥፍኡ ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ተቃወምቲ ፓርቲታት’ታ ሃገር መንግስቲ ነቲ አብቲ ፍጻሜ ዘጋጠመ ሞትን ኣብታ ሃገር ንዝሓለፈ ኣዋርሕ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ዝሞቱ ሰባት ብነጻ አካል ክጻረ ይጽውዑ።መንግስቲ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ናይ ሓዘን መዓልታት አዊጁ’ሎ።