ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሿም ኣቶ ጌታቸው ረዳ

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ዋና ኣመሓዳሪ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክኾኑ ምሻሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ተቓወምቲ ውድባት ርእይትኦም ሂቦም ኣለው።

ከይዲ ምስረታ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣሳታፋይ ኣይኮነን ብምባል ዝነቕፉ ኣለዉ ብኻልእ ገፅ ድማ ተስፋ ወሃቢ እዩ ዝብሉ ወገናት ኣለዉ።