ምላሽ ተቓዋሚ ፓርቲታት ንመደረ ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ

መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርቲታት ንመደረ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስትር አመስጊኖም ግን ክለዓሉ ዝነበሮም ነጥብታት ኣይተላዕሉን ድሕሪ ምባል ዋና ነገር ተግባር’ዩ ዝበሉ እውን ኣለው።

ሰማያዊ ፓርቲ: ናይ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲ: ፈደራሊስት ኮንግሬስ ኦሮሞ ንመድረኽ ብዛዕባ መደረ’ቶም ቀዳማይ ሚንስትር ምላሽ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ምላሽ ተቓዋሚ ፓርቲታት ንመደረ ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ