ተቓዋሚ ፓርቲ ዓረና ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላተይ ማእሰርቲ ይፍፀም ኣሎ ክብል ይኸስስ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ተቓዋሚ ፓርቲ ዓረና ትግራይ ኣብ ምሉእ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኣባላቱ ብገዛኢ ፓርቲ ማሰርትን መግሃስትን ይፍፀም ኣሎ ክብል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መግለፂ ኣውፂኡ’ሎ።ህውሓት ሃገራዊ ምርጫ ይቐርብ ኣብዘለሉ እዋን ከም ተቓወምቲ ከይኮነስ ከምፀላኢ እዩ ዝሪአናን ዝሕዘናን ዘሎ ይብሉ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኣቶ ብርሃኑ በርሀ።ንዝርዝሩ የድምፁ።

Your browser doesn’t support HTML5

ጥርዓናት ፓርቲ ዓረና ትግራይ