ንደቂ ኣንስትዮ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲታት መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ መራኸቢታትን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ደቂኣንስትዮ ዝተፈላለዩ መርበባትን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ተጠቂመን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምልዓል ሓሳባት ኣብ ዝለዋወጣሉን እዋን፡ ናይ ጽልኢን ጽያፍ ዘረባታትን ንፆታዊ መጥቃዕቲታትን ዝያዳ ዝተቃልዓ ምዃነን ሓደ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ ሴንተር ፎር ኢንፎርሜሽን ሬዚሊያንስ ዝተባህለ ትካል ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ቀረባ ዘውፀኦ መፅናዕቲ ሓቢሩ።