ቃለ-መጠይቕ ብዛዕባ ምፍታሕ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ

ኣብ መንጎ ሲኖዶስን ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ብገዳማውያንን ሊቃውንትን ብዝተኻየደ ናይ ዕርቂ ሽምግልና፡ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ`ቲ ንልዕሊ 10 ዓመት ተሓይረምሉ ወይ "ኣብ ሱባኤ ዝነበርሉ" ክፍሊ ከምዝወጹ ዝገለጹልና ክልተ ካብ ሽማግለታት ኣብ`ዚ መደብ ኣቕሪብና ምንባርና ይፍለጥ።

ንሎሚ ብዛዕባ`ቲ ዝተባህለ ሓበሬታ ዝተፈለየ ርእይቶ ዘለዎም ጋሻ ኣቕሪብና`ለና።

ዋና-ጸሓፊ ሰበኻ ሰሜን ኣሜሪካ ምዃኖም ዝገለጹልና ሊቀ-ካህናት ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ፡ እቲ ዝተባህለ ምፍታሕ ኣቡነ ኣንጦንዮስ እኹል ከምዘይኮነ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ብዛዕባ ምፍታሕ ፓትሪያርክ ኤርትራ

OK