ኣመሪካ፡ ገለ ስድራቤታት ቆልዑት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢ ነጺሎም ንምዕባይ ይውስኑ
Your browser doesn’t support HTML5
ንቆልዑት ካብ ማሕበራዊ ሚድያ ነጺልካ ምዕባይ ጉድኣት`ውን ከምዘለዎ ንወለድን ተመሃሮን ክርኣዮም ጀሚሩ`ሎ።
ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ልዕሊ ባህሊ: ምንባብን ስድራቤታዊ ግዜን ከምኡ`ውን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ዘሕድሮ ኣሉታዊ ጽልዋ ብተደጋጋሚ ዝጥቀስ ኮይኑ፡ ዘይምጥቃሙ ድማ ንተመሃሮ ብዙሕ ዕድላት ከምልጦም ከምዝኽእል ይግለጽ።