ስእላዊ መግለጺ ወርሒ ጥቅምቲ
ካብ ስሎቨንያ ዝተሰደደ ቆልዓ ካብ ዝናብ ንምክልኻል አብ ፕላስቲክ ደቂሱ
ነበርቲ ከተማ ላስ-ፒናስ ዘዕለቅለቀ ዲጋ እንዳተሳገሩ፡ አብ ፊሊፕንስ ብዘጋጠመ ህቦብላ ታይፖን ኮፑ ትሽዓት ሰባት ክሞቱ ከለዉ ካልኦት በአሽሓት ዝቁጸሩ ካብ ቤት ንብረቶም ተፈናዊሎም ኔይሮም።
አክባሪ ሕጊ Abdul Rashid Sheikh (ጸጋማይ),ድሕሪ አብ ልዕሊ ሓደ ተከታሊ እምነት ምስልምና መንእሰይ ዝተፈጸመ ምቅጥቃጥ ብምቅዋሙ ካልእ ደጋፊ እቲ ክስተት ቀለም አብ ገጹ ደፊኢሉ
መራሒ ሰሜን ኮርያ leader Kim Jong Un ን በዓልቲ ቤቱ Ri Sol Ju መበል 70 ዓመት ምምስራት ናይ ሰራሕተኛታት ፓርቲ ኮርያ ዝቀረበ ባህላዊ ምርኢት እንዳተዓዘቡ
ተመራማሪ ጠፈር ናሳ Scott Kelly ብአውስትራልያ አብ ዝበረረሉ እዋን ዝተሳእለ
አብ መዝገብ ክብሪ ዓለም ንምምዝጋብ ቻይናዊያን ተማሃሮ ዘቅረብዎ ዝዓበየ ናይ ባንደሬ ምርኢት
ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት አሜሪካ John Kerry (ጸጋማይ)ካብ ናይ ስጳኛ መዘንኡ Jose Manuel Garcia-Margallo ምስ ዘበርከተሉ ጊታር አብ ማድሪድ
ሰራሕተኛታት ህንጸት አብ ኩላ ላምፐር ማሊዥያ
ናይ ማሊዥያ ክፍሊ ምዕቃብ እንሰሳ ዘገዳም ክልተ አህባይ ካብ ክሽየጥሉ ዝተቀረብሉ ቦታ አድሒኖም