ሪኢቶ ገለ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዑደትን መደረን ፕሬዝዳንት ኦባማ

ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ኣብ ዝሃብዎ ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለፅን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዘስምዕዎ መደረን ስሓብን ንኩሎም ኣፍሪካዊያን ትምህርቲ ዝህብን እዩ ኢሎም ገለ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ።ዝርዝሩ ይስምዑ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪኢቶ ገለ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ