መደረ ፕረዝደንት ኦባማ ኣብ ዓመታዊ ሃገራዊ ናይ ጸሎት ፕሮግራም የካቲት 04, 2016

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብዚ ናይ ጸሎት ፕሮግራም ፕረዝደንት ኦባማ ሃይማኖታዊ እምነት ሰባት ፍርሕታቶም ክስዕሩን ሰብኣውነት ክህልዎም የክእል'ዩ ኣብ ዝብል ኣተኩሮም ኔሮም።