ሞያዊ ዕፅፊ ጾር ኣብ ዝስከመሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ሞያዊ ዕፅፊ ጾር ኣብ ዝስከመሉ

ፕሮፈሰር ኣፈወርቂ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ኰይኖም፡ በቲ ሞያኦም ዝዀነ ስርዓተ-ኣመጋግባ ድማ ኣብ መወከስቲ ሆስፒታል ዓይደርን ካልእ ጥዕናዊ ትካላትን ሞያዊ ምኽሪን ምርምርን የካይዱ። ኣብ እዋን ኲናት ክልል ትግራይ፡ ብፍሉይ ንዝተፀገማ ኣዴታት ዝሕግዙ ዝነበሩ ፕሮፈሰር ኣፈወርቂ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ተርእዮታት ጥሜት ኣብ ዘጋጠመሉ’ውን ተመሳሳሊ ተበግሶ ኣንቂሎም ይሰርሑ ኣለዉ።