ኩርናዕ ስእሊ - ሕዳር 9

ኣብ ቻይና ሓደ ውልቀሰብ ብሰንኪ ሓደጋ ሓንቲ እዝኑ ድሕሪ ምስኣኑ ኣብ ኢዱ እዝኒ ክዓብይ ተራእዩ

ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ዝርከብ መደበር ተመራመርቲ ህዋ

ኣብ ሳንዲያጎ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ዝቐረበ ምስሊ ዝተቐለወ እንቋቑሖ

ሕጽይቲ ዲሞክራቲክ ፓርቲ ንፕረዝደንታዊ ምርጫ 2016 ሂላሪ ክሊንተን ትማሊ ኣብ ኒውዮርክ ስዕረተን ንምቕባል መደረ ኣብ ዘስምዓሉ

ንዝኽሪ መበል 27 ምፍራስ መንደቕ በርሊን ኣብቲ ቦታ ዝነበረ ዕንባባ

ንምምራጽ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብምቕዋም ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ቕድሚ ትራምፕ ታወርስ ዝተኻየደ ስልፊ

ንምምራጽ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብምቕዋም ኣብ ሎንደን ኣብ ቕድሚ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ሰልፊ

ምስሊ ኣብ ዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ንኣሜሪካ ከመሓድሩ ዝተመርጹ ዶናልድ ትራምፕ

ዕውት ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ 2016 ዶናልድ ትራምፕ ናይ ዓወት መደረ ኣብ ዘምስዕሉ