ሰሜን ኮርያ፡ ሃይድሮጅን ቦምብ ፈቲና

ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ`ዩ ተሓቢሩ፡ እንተኾነ ሰብ ዝሰርሖ ምንቅጥቃጥ መሬት`ዩ ኔሩ። ፕዮንግያንግ ኣዚዩ ብርቱዕ ነውጺ ዝፈጠረ ቦምብ ተኩሳ። ተሌቪዥን`ታ ሃገር “ ወነንቲ ኑክሌራዊ ቦምብ ኾይና” ክትብል ኣዊጃ።

ነቲ ሰሜን ኮርያ ዝገበረቶ ውሳነ፡ ብርክት ዝበላ ሃገራት ይኹንኖኦ ኣለዋ። ኣመሪካ`ውን ኣብ`ቲ ዞባ ዘለዋ መሻርክተይ ክከላኸለለን`የ ትብል ኣላ። ቻይና ነቲ ስጉምቲ ካብ ምቅዋም ሓሊፋ ኣይከደትን።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይኸኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሰሜን ኮርያ፡ ሃይትሮጅን ቦምብ ፈቲና