መራሒ ሰሜን ኮርያ ዓሪፎም

እታ ኮሚንስታዊት ሃገር ብስድራቤታዊ ምትኽኻእ ምምራሓ ቀጺላ`ላ

ሰሜን ኮርያ ኑክሌራዊ ኣጽዋር ስለእትውንን፡ ምሟት ኪም-ጆንግ ኢል፡ ኣብ`ቲ ዞባ ሻቕሎት ፈጢሩ`ሎ። ደቡብ ኮርያ ንወተሃደራዊ ሓይላ ኣብ ተጠንቀቕ ጌራ`ላ። ኣመሪካ ምስ መሓዙታ ደቡብ ኮርያን ጃፓንን ትዘራረበሉ`ላ፡ መሓዛ ሰሜን ኮርያ ትብሃል ቻይና ድማ ዝተሓዋወሰ ስምዒት ሒዛ`ላ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ጠውቑ፡