ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓመተ 2016

ፕሮፌሰር ዮሺኖሪ ኦሱማ: ኣብ ቶክዮ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ: ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ብዓውዲ ሕክምና

ፕሮፌሰር ኣብ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ኦሊቨር ሃርት ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ቁጠባ

ፊላንዳዊ ፕሮፌሰር ነብግ ሆልምስቶር ሽልማት ኖበል ዓውዲ ቁጠባ ንዝኽሪ እዞም ፕሮፌሰር'ዩ

ስነጥበባዊ ቦብ  ቦብ ዳይላን ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ብዓውዲ ስነ-ጽሑፍ

ሎሬት ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ስነ ቐመም (ኬሚስትሪ)  ዓመተ 2016 - በርናንድ ፈርኒንጋ፡ፍሬዘር ስቶዳርት፡ ዥን ፔር (ካብ ጸጋም ናብ የማን)

ኤፍ. ዳንከን ሃልደን ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ዓመተ 2016 ብዓውዲ ፊዚክስ

ኣብ ቶክዮ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ ፕሮፌሰር ዮሺኖሪ ኦሱማኒ ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ብዓውዲ ሕክምና

ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ሰላም ሎሬት  ፕረዝደንት ኮሎምብያ ዥዋን ማንዌል ሳንቶስ