ኣብ ኲናት ቓዛ ተቐርቂሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕጡቓት ሓማስ 7 ጥቅምቲ 2024 ዝፈፀምዎ መጥቓዕቲ ስዒቡ ዝተልዓለ ኲናት ዘስዓቦ ራዕዲ ነቶም ኣብ ደቡባዊ እስራኤል ዝነብሩ ስደተኛታት ኤርትራ ገና ኣየብቅዐን።እቶም ክልተ ግዜ ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ናይ እስራኤል መለልዪ መንነት ስለ ዘይብሎምን ረብሓታት  ስለዘይረኽቡን ካብኡ ሓሊፉ እቲ ኣብ ጥቓ ቓዛ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ምልክታት ኣብዘይርኣየሉ ህይወቶም ንምፅናሕ ይቃለሱ ኣለው።