ናይጀርያ- ምቕያር ነዳዲ ዝጥቐማ መካይን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰበ ስልጣን ናይጀርያ ክሳብ 2027 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ሓደ ሚልዮን ዝኾና ነዳዲ ዘይቲ ዝጥቀማ መኻይን ዝሓሰረን ንጹህን ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ወይ CNG ንኽጥቀማ ንምግባር ወጢኖም'ለዉ። መደበራት መዐደሊ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ሒደት ጥራይ ብምዃነን ብዙሓት መኻይኖም ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኽጥቀማ ዝገብሩ ሓድሽ ብድሆ ከጋጥሞም 'ዩ ዝብሉ ወገናት’ውን ኣለው።