ተሓለቕቲ መሰላት ጎዳኢ ልምዲ ንምጥፋእ ይቃለሱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ተሓለቕቲ መሰላት ጎዳኢ ልምዲ ንምጥፋእ ይቃለሱ

ኣብ ገለ ክፋል ናይጀርያ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪቃ ኣስታት 3.8 ሚልዮን ደቂ-ኣንስትዮ በቲ "ምስትራር ኣጥባት" ተባሂሉ ዝጽዋዕ ነቲ ንተፈጥሮኣዊ ምዕባይ ኣጥባት ዝድርት ብዝረሰነ ከቢብ ጸሊም እምኒ ጌርካ ንምልማጹ ወይ ሰጥ ንምባሉ ዝግበር ጎዳኢ ባህሊ ወይ ልምዲ ይህሰያ'ለዋ።

እዚ ተግባር ኣዋልድ ዝጉብዛሉ እዋን ንምድንጓይ ዝዓለመ እዩ።