ኒው-ዮርክ፤ ንቅልውላው ስደተኛታት'ታ ከተማ ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኒው-ዮርክ፤ ንቅልውላው ስደተኛታት'ታ ከተማ ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ

ኣስታት 60 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ብሓገዝ ምምሕዳር ከተማ ኒውዮርክ ዝናበሩ እዮም። ኣማራጺ ዝሳኣኑ ገሊኦም ድማ አብ ጎደናታት ንክሓድሩ ተገዲዶም አለው። ገለ ነበርቲ’ታ ከተማ ብወገኖም ነዞም ስደተኛታት አይንደልዮምን ባሃልቲ እዮም።

ነበርቲ ጥቃ ከተማ ኒውዮርክ ዘላ ደሴት ስቴተን እቲ ቅድሚ ሒደት ዓመታት ዝተደኮነ መዕቆቢ ስደተኛታት ይተዓጸወልና ኣክብሉ ሕቶ የቕርቡ ኣለው።